ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ

  1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
  2.  ቲን ነምበረ ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ  ናይ መቅረባየነት ሰርቲፊኬት  ዋናን ቅዳሕን  ከቅርቡ ዝክዝሉ
  3.  ተመዝገብቲ ስቴት ታክስ  ዝኮኑ ናይ ወርሒ ጥቅምት ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረዱ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4.  ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 16 ሕዳር 2008 ዓም  ክሳብ 1 ታሕሳስ 2008 ዓም  ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋየናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅርሺ  ብምክፋል  ምዉሳድ ይካኣል
  5.  ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ  ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
  6. ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 1 ታሕሳስ 2008 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ  በቲ ዕለት  ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት
  7.  ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦም  ናይቲ ጨረታ ስነስርዓት  ኣይተኣጋጎልን
  8.  ተጫረቲ  ሰዓራይ ኮይኖም  ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም  መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ብባዓል ሞያ ኣፈቲሾም የረክቡ
  9.  እቲ ቤት ፅሕፈት  ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
  10. ናይ ጨረታ ዋጋ ጨኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ መዉሳክ ወይንም ምንካይ ይካኣል እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0914190333 ወይድማ 0918083986    ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ