ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርክሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

4 መከበሪ ጨረታ ንናይ መኪና ጎማ 10000 ቅርሺ ን ኣልባሳት ፣ ስፖንጅ፣ ፍርናሽ፣ 5000.00 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይካዓ ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተአሸገ ፖስታ ንሎት ሓደ ቴክኒካልለ ሓዳ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ፋይናንሻል ሓደ ኦርጅናልን ሓደ ቅዳሕን ኮይኑ ንሎት ክልተ ሓደ ቴክኒካል ሓደ ፋይናንሻል ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::

6 እቲ ጨረታ ካብ 03/03/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 18/03/2012 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት::

7 መሸነፊ ትካል ኣብ ዝተውሃቦ መዓልቲ ዘቅርብን ክኮዉን ኣለዎ ፡

8 ተጫረቲ ንዝተውሃቦም ዝርዝር መዐቀኒ መሰረት ከቅርቡ ኣለዎ፡፡

9 ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::

10 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክ ምቅናስ መሰል ኣለዎ፡፡

11 ኩሎም ስምምዕነት እቲ ጨረታ ብስርዓት መምርሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መምርሒ ዕደጋ ቁፅሪ 04/2007 ዝተፈፀመ ይከውን፡፡

12 ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

13 ንተወሳኪ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መምርሒ ቁፅሪ 04 /2007 ተግባራዊ ይከውን፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ 0344-404715 ምድዋል ይከአል::