ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

በዚ መሰረት ተወዳደረቲ  ከማልእዎም ዝግብኡ  ረቆሒ::

1 ኣብ 2007ን 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ዘረፉ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቅረብቲ  ሰርትፈኬትን  ዋናን  ኮፒን::

2  ናይ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ን VATን ሰርቲፌኬት ዋናን ኮፒን::

3  ናይ ወርሒ መስከረም  2008 ዓም ዓዲ ዉሸጢ እቶት ኣታዊ ዝገበረሉ  ወረሓዊ  ድክለሬሽን ዋናን ኮፒን::

4 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪ  ዘዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንሕድሕድ ሎት  3000.00 ብ CPO ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

5. ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ናይ ዘሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ  ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 እቲ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጉዓዝያ/ ትራንስፖርት አጉዓዒዙ ኣብ ሽረ ከረክብ  ዝክእል::

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 13/03 /2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/ 03/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትን  ሰዓትን ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን  እናወሰዱ ሐደ ኦርጀናልን ክልተ ኮፒን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ  ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን  ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎም

8 እቲ ጨረታ 27/03/ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 27/03/ 2008 ዓም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ  ይኽፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ጨረታና ኣበ ዝኽፈተሉ ቦታነ እዋንን ኩሉ ሕበረተሰብ ቀሪቡ ክዕዘብ ንዕድም::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልክታት ቁፅሪ 0914498497 /0913752211 /0913870684 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል