ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

ጨረታ ዝምልከት ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም

ናይ 2007 ን 2008 ዓም ፍቃደ ንግዲ ዘሐደስኩም

መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም

ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ንኩሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

ናይ ወርሒ መስከረም 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

መክበሪ ጨረታ ንሎትሓደ 10000 ቅርሺ ንሎት ክልተ ድማ 4000 ቅርሺ ብሲፒኦ ዘትሕዝ

ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ድጋሚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ሕዳር 16 2008 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካበ ፈፃሚ ዕደጋ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ምዉሳድ  ናይ ተወዳደርቲ ዋጋ ዝገልፅ ሰነደ ጨረታ ክሳብ ሕዳር 30 2008 ዓም  ሰዓት 8 ፡30 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ቀዳማይ ደብሪ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል

እቲ ጨረታ ሕዳር 30 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9 ፡00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ይክፈት

እቲ ቢሮ ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ቁፅርታት ስልኪ 0344403477 ብምድዋል ይኩን ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል