ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን
  3. ቫት ተመዝጋቢ ዘኮነ
  4. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ቅርሺ ብ ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  5. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል  ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  6. 2 %  ዊዝ ሆልዲንግ  ክኸፍል ዝክእል::
  7. ጨረታ ኣብአየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 15 /03/ 08 ዓ/ም እስካብ 29 /03/ 08 ዓ/ም   አብ ዘሎ ናይስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
  8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29 /03 / 08 ዓ/ም ሰዓት 8:00  እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 29/03/ 08  ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
  9. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  10. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
  11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0348770023  ይደዉሉ::