ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ስራሕ፣ ናይ ኣቅራቢነት ሰርቲፊኬት፣ ናይ ቫት ምዝገባ ወረቀት ምስክር፣ ናይ መስከረም ወርሒ ቫት ዲክሌሬሺን፣ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

2 ናይ ጨረታ ውሕስና ዝተፈቀደሎም ሕጋዊ ባንክታት ዝውሃቡ ኣብ ኩነታተ ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ሲፒኦ ብር 500000.00 ( ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ)  ንፀፀር እና ሓሸዋ ብር 100000.00 እቲ ዋጋ ስፒኦ ን 90 መዓልቲ ዝፀንሕ ክከዉን ኣለዎ  

4 መዐቐንታት ዘማልዙ ኩሎም ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ብመራከቢ ሓፋሽ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 15 መዓልቲ ተከታታሊ መዓልታት ውሽጢ ማለት ካብ ዕለት 25/02/2012-09/03/2012ዓ/ም ዘይምለስ ብር 300.00 /ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋለ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ማእከል 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 211 መ/D ምግዛእ ይክእሉ፡

5 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይደማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 09/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይኽፈት ።

6 ተጫረቲ ፕሮጀክት ዘለዎ ቦታ ብኣካል ምጉብናይ ይምከር ስለዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ መጎብነይ በዓል ሞያ ምውሳድ ይክእሉ፤

7 እዚ ማሕበር ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8 ተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕደጋ ማእከል ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ብሎክ መ/D 2 ፎቅ ቁፅሪ ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብስ.ቁፅሪ 09 14 26 19 58/ 03 42 41 04 60  ምድዋል ይከኣል።