ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ

1 ምስቲ ስራሕ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2011ን 2012/ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘቅርቡ፤

3 ምዝጉባት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ፤ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎም፤ ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳአታ

4 ናይ ጨረታ ዝርዝር ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 መክበሪ ጨረታ ኣፍልጦ ካብ ዝተውሃቦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ንትቦን መጋጣጠምን 5000.00 ብር ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ተጫረቲ ምሽናፎም ምስተነገሮም ኣብ 5 መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕል ክኣስሩ ዝክእሉ፤

7 ሰነደ ጨረታ ኣታዊ ዘዝግበረሉ ቦታ ወረዳ ጉለ መከዳ ቤትፅሕፈት ኣጎልገሎት ቀረበ መሰተ ማይን ከተማ ፋፂ ይከዉን

8 ጨረታ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘለዉዎ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ዝክፈት ይከዉን፡፡

8 ዘእትዉዎ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ድርጀቶም ማህተምን ፊርማን ብዘለዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ይግባእ፡፡

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት በናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ከተማ ፋፂ ዘቅርቡ ምካኖም

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

11 ተወሳኪሓበሬተብስቁ 0344340220/ 0914765388 / 0914777483 ይጠይቁ