ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣

2  ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ቲን፣ ዝተሓደሰ

3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

4  ናይ ወርሒ መስከረም 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርክምሉ መረዳኣታ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ዘየምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ብስፒኦ ፣ ዘትሕዙ

7እቲ ጨረታ  ካብ  24/02/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/03/2012 ኣብዘሎ ግዜ ዝፀንሕ ኮይኑ  ዕለት 09/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

8 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል