1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣
2 ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ቲን፣ ዝተሓደሰ
3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት
4 ናይ ወርሒ መስከረም 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርክምሉ መረዳኣታ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ዘየምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ብስፒኦ ፣ ዘትሕዙ
7እቲ ጨረታ ካብ 24/02/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/03/2012 ኣብዘሎ ግዜ ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 09/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት
8 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል