ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

1 ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረብቲ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ዝኮንኩም ንጨረታ ዝጠቅሙ ኩሉ ብምሓዝ ክትወዳደሩ ንዕድም

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50፡00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን  ክፍሊ ዕደጋ ብምዉሳድ ሰነድ ጨረታኩም ብፖስታ  ክሳብ 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30  ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

3 ጨረታ ሰዓት ዝዕፀወሉ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

4 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ቁ/ስ 03 44 46 00 62  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል