1 ናይ ዘመነ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን አናእሽተይን ዝተወሃቦ ንግዲ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምስክር ወረቀት ፣ ተመዝጋባይነት ፣ ግብሪ ከፋላይ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣ ከቅርብ ዝክእል
2 መኸበሪ ጨረታ 7000.00 ብር ብጥረገንዘብ ወይ ብስፒኦ
3 ሰዓራይ ትካል ኣብ ዉሽጢ 90 መዓልቲ ወዲኡ ዘረከብ
4 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 09/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ምእታዉ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ 09/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
6 አቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ