1 ናይ 2012 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም፤
2 ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ ወርሒመስከረም 2012 ዲከለር ዝገበርኩም
3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ዘሐደስኩምን
4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (ቲን) ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ክተቅረቡ እትኽእሉ፤
5 መቅረብቲ ካብ ዕለት 18/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 4/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታው ይከኣል።ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ 5000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ) ብር ብሲፒኦ ወይም ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ።
7 ኤጀንሲና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-40 50 30 ምድዋል ይከኣል።