ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም

1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም፤

2 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን መረዳእታ ዘለኩም፤

3 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት 1000.00 ቅርሺ፣ ኤሌክትሪክ  5000.00 ቅርሺ ፣ መኪና ስፔር 3000.00 ብር ዕጥቂ ስፖርት  3000.00 ቅርሺ ፣  ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ ይግባእ፤

4 ዝሰዓርክምዎ ውዕሊ ካብ ዝአሳርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልታት ንብረት ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ተቅርቡ፤

5 ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 ዘይምለስ እናከፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 18/02/2012 ዓ/ም ክሳብ 02/03/2012 ዓ/ም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ብምዉሳድን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን አታዊ ትክእሉ

6 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዕለት 02/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት።

7 ናይ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክተትሕዙ ይግባእ፤

8 ብባህርኦም ዉሕስና ንዘድልዩም ንብረታት ካብ ሓደ ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቃደኛ ዝኮንኩም፤

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 51 07 49/ 03 45 51 00 28