ቤተ መዘጋጃ ከተማ የጭላ

1 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ተቕርቡ

2 ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ 19/02/2012ዓ/ም ዕለት 21/02/2012ዓ/ም

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-220008/0945-796262 ምሕታት ይከኣል፤