ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበርን ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል፡፡