ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ

ምድብ 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት

ምድብ 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት

ምድብ 3 ናይ እንስሳ ምግቢ

ምድብ 4 ናይ እንስሳት መድሓኒት

ምድብ 5 ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት

ምድብ 6 ናይ ኢንተርነት መስመር ዝርገሐ ግልጋሎት

1 ብተዛማዲ ስራሕ ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን ኣብ ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበን ግብሪ ዝኽፋልሉ ምስክር ወረቐት ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል::

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንሕድሕድ ምድብ 3000 (ሰለስተ ሽሕ) ብማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ሽምCPO ወይም ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ::

3 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ(VAT) ተመዝገብቲነ ናይ ወርሒመስከረም  2008 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩመመረዳእታፎቶ ኮፒ ኽቕርቡአለዎም::

4 እቲ ጨረታ ብክልተ አንቨሎፕ ተዓሺጉ ክቐርብ ዘለዎ እንትኸዉን ዋንኡ ኦርጅናልምስ ኮፒ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሐተምን ክህልዎ ይግባእ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ዝተመዝገብሉ ቃለ መሓላ ናይ ኣቕራባይ ምዝገባ ምስክር ወረቐተ: CPO ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ብኦርጅናል ዶክመንት ከተሓሓዝ አለዎ::

5 ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 09 ዘይምለስ 50 / ሓምሳ ብር/ ከፊሎምብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉይኽእሉ ከምኡዉን ተጫረቲ ብዘቅረብዎናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፊርማ ኣድራሻን ክገልፁ አለዎም::

6 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ መብርሂ ወይም ናይ ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዎም ቅድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪ ቑፅሪ03 44 40 28 01  ክሓቱ ይክእሉ::

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብዕለት 13 /03/2008 ዓ/ም  እስካብ  28 /03/ 2008 ዓ/ም  ኾይኑ ዕለት 28 /03/ 2008 ዓ/ም  ሰዓት 4:00ተዓፅዩ አብዚ ዕለት እዙይ ማለት ዉን 28 /03/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ አብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 09 ይከፈት ይኹን እምበር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝኽፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኪቦምእቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይትኣጎጉልን ::

8 ማእከል ምርምርሕርሻ ሑመራ ዝሐሸአማራፂ እንተረኪቡ እቲጨረታ ብምሉእይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝመሰሉ ሕልዉ  እዩ::

ኣድራሻ  ዒላላ ፈልሲ ጣብያ እትዉ ኢልካ