ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

ስለዚ ካብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ቅድሚ ሰዓት አብ ኮሌጅና ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 50.00 ከፊልኩም ብምውሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኹም ሕድሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ዶክሜንቱ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳላናዩ ሳንዱቅ ምእታው ትኽእሉ።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ብክልቲኡ ገፅ ሓደኮፒ ተቕርቡ፤

2 መለለይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩምን ሓደ ኮፒ ተቕርቡ፤

3 ተወሳኪ እሴት ታክሲ /ቫት/ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለር ዝገበርኩምሉ ሓደ ኮፒ ተቕርቡ

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ኮፒ ተቕርቡ ኩሉ ተቅርብዎ መረዳአታ ብግልፂ ዝንበብ ከኸውን ኣለዎ።

6 ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ቫት ዝተመዝገብኩም ጥራሕ ትወዳደሩ፤

8 ንጨረታ መክበሪ  ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንሕድሕድ ብር 5000.00

9 ንሸቀጣ ሸቀጥ ኣቑሑትን ንዝተረፉን  :ንሕድሕድ ብር 2000.00 ብጥረ ገንዘብ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ትኽእሉ

10 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ድሕሪ ሰዓት

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናስን ንብረት ምምሕዳር ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 26/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ድሕሪ ሰዓት በዓል እንተኮይኑ ንፅባሒቱ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ኮይኑ ዘድሊ መረዳእታ ጨረታ ምኽበሪን አማሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ዘይተረኸበ ተወዳዳራይ ከምዝሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዘሸነፎ ከቕርብን ይግደድ

12 ካብቲ ንጨረታ ዝወፀ ንብረት 20% ክቅንስን ክውስክን ከምንክእል፤

13 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ዶክሜንት ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ተቐበልነት አይህልዎን።

14 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0347-753705 ምድዋል /ምሕታት/ ይከኣል፤