ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ዕለት 05/02/2012 -07/03/2012 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 4፡00 ይከዉን

4 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ