ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል ይዕድም

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ምቅራብ ይካኣል

4 ፕሮፎርማ 07/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል