ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኮኒ

1 ናይ ኣቁሑት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ ብር 120 ብምኽፋል ዝዉስዱ

2 ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

3 ብአቁሑት መቅረባይነት ዝተመዝገበን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ከቀረብ ዝክእልን

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ እተቅርቡን

5 ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለዩ ወይድማ ቲን ነምበር ካሊእ ሰነድን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

6 ብናይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ቐሪቡ ከረክብ ዝክእል

7 ጨረታ መክበሪ ብር 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕል ክኣስር አለዎ መኽበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ናይቲ ዉዕሊ ጠቅላላ ዋጋ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ኣብ ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ከትሕዝ አለዎ

9 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዘተሓተቶ መኽበሪ ዉዕሊ ዘየትሓዞ እንትኮይኑ ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል መክበሪ ጨረታ ይዉረስ

10 ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 29/01/2012 - 10/02/2012 ዓ/ም ንተከታታሊ 10 ማዓልቲታት ስራሕ ይከዉን

11 ጨረታ ሰነድ ዝዕደገሉ ድማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዜን ቅድሚ ሰዓት ካብ 2:00-6:30 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ 8:00 -11:30 ብተወሳኪ ድማ ቀዳም ቅድሚሰዓት ክሳብ 6:00 ሰዓት ኮይኑ ኣብ ቤ/ፅ/ግ/መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3ተ ምኻኑ ንሕብር

12 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 11/ 02 /2012 ዓም ሰዓት 4:00 ድሕሪ ሰዓት

13 ጨረታ ሰነድ ዝክፈተሉ ግዜ ዕለት 11/02/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይኸዉን

14 ጨረታ ምስ ተኸፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብወ ናይ መዋዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ /ምምሕይሽ/ ምግባር ኣይክእሉን

15 እቲ ጨረታ ተጫራታይ ሕጋ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

16 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0346640002