መባእታዊ ሆስፒታል ሞኸኒ

ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ክተማልእን ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡን ንዕድም

  1. ናይ 2008 ዓም  ንግዲ ፍቃድ  ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን
  2. መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ዘለዎ
  3. ናይ መቅረባይነት ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  4. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 4 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 20 ሕዳር  2008 ዓም ይከዉን
  5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20 ሕዳር 2008 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8 ፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ 20 ሕዳር ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8፡ 30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእከላይ ሆስፒታል መኮኒ ይከዉን
  6. ጨረታ መክበሪ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  7. ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ከፊሎም ካብ ማእከላይ ሆስፒታል ሞኸኒ ምዉሳድ ይከኣል
  8. ንብረት ኣብ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ
  9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0346640339 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል