ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

1 ሕደሕድ ተወዳዳሪ ንግዲ ፍቃዱን ቲን ናምበር ኮፒ ጌይሩ ፖስታ ኣሽጉ ምስ መወዳደሪ ዋጋ የቕርብ

2 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝክአል

3 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉካብ ዕለት 23/01/2012 ክሳብ 27/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 መሊኢኩም ንከተቕርቡ ትሕብብርኩም እንትሓትት ዝክፈተሉ ዕለት 27/01/2012ሰዓት  9፡00 ይክፈት

4 እቲ ትካል ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 00 62