ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መገባያ ሑመራ

ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ

  1. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት ዉን ቲን ዘለዎም
  2. ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ዉን ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. መክበሪ ጨረታ በቲ መምርሒ ዝፈቅዶ ከትሕዙ ዝክእሉ
  6. ዕዳጋ ፈፃሚ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቅራብ ኣይከኣልን
  7. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ  ደጋፊ ስራሕ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 11 ምዉሳድ ይክእሉ
  8. ተጫረቲ ኣብ ትሕቲ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽም ክታም ኣድራሻን ማሕተምን ብዘይስርዝ ድልዝ ከስፍሩ ኣለዎም
  9. ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ
  10. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30 ጥቅምቲ 2008
  11. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 12 ምሸት
  12. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 15 ሕዳር ሰዓት 2፡ 30 ናይ ንጉሆ
  13. እቲ ቤት ፅሕፈት  ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ቀበሌ 04 ጥቃ መለስ ራዕይ መናፈሻ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344480028 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል