ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ካልእ ኣድላዩ መረዳእታ ከቅብ ዝክእል

ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ኩሉግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕዳጋ ምምሕዳር ንብረት  ክፍልን ምዉሳድ ይከኣል

ሰነድ ጨረታ ኩሉግዘ  ኣብ ስራሕ ሰዓት ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ወይድማ ብቁፅሪ ሳነዱቅ ፖስታ 14 ምልኣክ ይከኣል

ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ተወዳዳሪ ምስዓረ ብደብዳብ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5 መዓልቲ ናብ  ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

ጨረታ 18 ሕዳር  2008 ዓም ንጉሆ ዕለት 3 ፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 00 ይክፈት

ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ግዘ ተጫራቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ክርከቡ ይምረፅ

እቲ ኢንተርፕራይዝ  ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344416727 /0914708379 /0914743961

ደዊልካ ምሕታት ይከኣል