ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብን

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ወረዳ መረብለኸ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ የካኣል

6 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ በዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ድማ  በስፒኦ  ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕል ምስ ኣሰረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣጋዓዒዙ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ወረዳ መረብለኸ ከተማ ራማ ኣታዊ ዝገብር

8 ጨረታ 1/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ወረዳ መረብለኸ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዘየለዉሉን  ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 06 72  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል