ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ

1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቫት ተመዝገብሪ ሰርተፈኬት ዘቕርብ

5 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም በቢ ወርሑ ዲክለር ዝገብረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

6 እዚ ዝስዕብ ጨረታ መኸበሪ ከትሕዙ ዝኽእሉ

7 መኸበሪ ጨረታ ካብ 15000 ክሳብ 2000 ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ማእኸል መመኣግበ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 12/1/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/1/2012 ዓ/ም 4:00 ኾይኑ ዘይምለስ ካብ 50 ብር ብምክፋል ሰነድ ካብ ጉጅለ ዕደጋ /ፋ/ን/ንምም/ ር/ =ረታ ሰነድ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ማ/መ/መ/ኣግበ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

9 እቲ ጨረታ ዕለት 26/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 26/1/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእከል መ/መ/ኣግበዕ/ፋይ/ን/ምም/ር ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ትካልና  ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 09 14 59 11 08 09 48 53 62 08 ይደዉሉ