ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተጫረቲ

  1. ኣብቲ ዝተጠቀሰ  ዘፈር ንግዲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
  2. ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩም ወይድማ  ግብሪ ዝከፈልኩም
  3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምብር ዘለኩም
  4. መቅረባይነት ተወሳኪ እሴት ታክስን ዝተመዝገብኩም
  5. ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክትቅርቡ እትክእሉ
  6. ንሕድሕድ መረዳእት ዘይምልስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት  ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ዝቀረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ 29 ጥቅምቲ 2008 ዓም ክሳብ 14 ሕዳር 2008  ዓም ብምምፃእ ክትወስዱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344430357  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል