ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣መቕረባይነት ሰርትፊኬት ፣ ምስ ንግዲ ፍቃድ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ በቲ ዕለት 4፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፡፡