ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም

ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 09/01/2012ዓ/ም

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ሰዓት 3:00 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።