ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 05/01/2012ዓ/ም ክሳብ 07/1/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ፡፡

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ፡፡

ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ 1/block ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37/03 44 40 01 58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል