ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ፣ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገበሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂን ሕጋዊ ማሕተም ፖስታን ጨረታሰነድን ገይሩ ዘቕርብ ትክእል

2 ናይ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርቡ ዝክእል ንቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ምግዛእ ይከኣል

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋፀ ቸክ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር ናይ ፅሬት ኣቁሑት 3000 ብር ናይ ስፖርት ኣቁሑት 3000ብር ናይ ሕትመት ግልጋሎት 3000 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 05/01/2012ክሳብ 19/01/2012 ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/01/2012 ሰዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 20/01/2012 ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ 03 44 41 79 10 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል