ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፊኬት ዘቕርብ

4 ፕሮፎርማ ካብ 04/13/2011ዓ/ም ክሳብ 06/13/2011 ዓ/ም  ሰዓት በዚ ተመሳሳሊ ዕለት 06/13/2011 ሰዓት 9፡30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ሓፂር  መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ