ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

1 ተወዳደርቲ ናይ 2011 ዓም ተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ደኩመንት ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ይከፈል

3 ጨረታ መከበረ ካብቲ ዘቅርብዎ ዋጋ 5% CPO ከትሕዝ ዝክእል

4 ተወዳርቲ ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርቡ ክኮኑ አለዎም

5 ተወዳዳርቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ቲኢቲ ዝገልፅ ክከዉን አለዎ

6 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ካብ 29/12/2011 ዓም ክሳብ 03/01/2012 ዓም እዩ

7 እቲ ጨረታ ዕለት 04/01/2012 ሰዓት 4:30 ይክፈት ተጫራቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ከርከቡ ይክእሉ

8 Technical & Financial ነንበይኑ ይቐርቡ

9 ትሕዝቶ እቲ ዳታ ቤዝ ገለፃ ( presentation ) ይገብር

10 ካምፓኒ ፕሮፋይል ዘቅርብ ንተመሳሳሊ ትካል ዳታ ቤዝ ዝሰርሐ እንተኮይኑ ይምረፅ

11 ናይ ሐደ ዓመት ዉሕስና እቲ ዳታ ቤዝ ይህብ

12 እቲ ዝነበረ ዳታ ቤዝ ዝሓዞ ዶክመንት ናብቲ ሓድሽ ዝተሰርሐ ዳታ ቤዝ ኣታዊ ዝገብር

13 ንነባር ሰራሕተኛታት ስልጠና ገይሩ ስራሕ ዘጅምር

14 ኣብ ዉሽጢ ሐደ ወርሒ እቲ ስራሕ ሰሪሑ ዘረክብን ስራሕ ዝጀመርን

15 ዉፅኢት ቴክኒካል 70 %  : ፕሮፋይል 10 % :  ፋይናንሻል 20 %  ድምር 100 % ይከዉን

16 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ