1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣መቕረባይነት ሰርትፊኬት ፣ ምስ ንግዲ ፍቃድ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ክሳብ 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ በቲ ዕለት 4፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፡፡