ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

1 በቲ ዘርፊ 2011ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ክሳብ 04/13/2011ዓ/ም ከተቕርቡ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/13/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 94 98