1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ነጋዶ ምዃንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትኽእሉ
2 ናይ 2008 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘሐደስኩም::
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 መቅረብቲ ካብ ዕለት 22 /02/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 6/ 03 / 2008 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብኤጀንሲ ፕሮመሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕረሻ ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 1ይደብሪ ቢሮ ቁፅሪ106 ዘይምለስ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል::
5 ተጫረቲ ምስ ሰዓሩ ዉዕሊ ንክአስሩ ይግደዱ
6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 6/ 03/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን:
7 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 50 30 ምሕታት ይኸአል እዩ::