ቤት ፍርዲ ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ

1 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ ኣለዎም

2 ወርሓዊ ቫት ዲክላሬሽን ብመምርሒ መሰረት ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ከቅርቡ ዘኽእሉ

4 በቲ መስመር ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ዶክሜንት ዋጋ ዘይምለስ ብር 50.00ብምኽፋል ካብ ቤት ዕዮና ክተወስዱ ትኽእሉ ኮይኑ ዕለት 05/01/2012ዓ/ም ሰዐት 5፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 05/01/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝክፈት እንትከዉን ሰዓርቲ ሰዓርነቶም ምስተገለፀሎም ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስሩን

6 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር

7 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕለዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 22 00 72 ወይ ብኣካል ምሕታት ይካኣል