ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል፤

2 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ብቕዓት መረጋገፂ ሓደ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል  

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፊኬት ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ፣ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ዲክላሬሽን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቐት ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

6 ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብመንገድ ትራንስፖርት ካብ 3ይ ደረጃን ንላዕሊ ዝተወሃቦም ክኸዉን ይግባእ

7  ናይ መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ፣ ናይቲ ትካል ሽምን፣ ኣድራሸን ፣ ማህተመን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

8 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ካብ ዞባ ደቡብ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ዕደጋ ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 84 ካብ 27/12/2011ዓ/ም ክሳብ 06/01/2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ብር 30 ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቀራብ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ክወዳደር ይክእል

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ሰዓራይ ዝፍለጥ ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ቴኪኒካል ምስተረኣየ ይከዉን ቴክኒካል 70 ሚኢታዉ ፋይናንሻል ድማ ካብ 30 ይከዉን

11 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ዉሕስና ብር 3000.00 ብሽም ዞባ ዶቡብ ምም/ር ብ ሲፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ግንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ቀድሚ ምክፋቱ ከቅርብ ኣለዎ

12  እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 8፡45 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 77 00 09/0347770868 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል