ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዝኮንኩም

3 ወረቀት ምስክር መቕረባይነት ዘለዎ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋ ዝኮነ ብኣዋ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳአታ ዘቅርብ

5  ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም ክሳብ 05/01/2012 ይከዉን

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 6/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ

8 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ  ቤት ፅሕፈት ትልምን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

9 ሰዓራይ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክአል

10 እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክአለ

11 ሳዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርብ  

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

13 ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 46 64 01 72 /03 46 64 22 09 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል