ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ

1 ሕጋዊ ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዶክሜንት ብፖስታ ብምእሻግ ካብ 20/12/2011 ክሳብ 22/12/2011 ከቅርብ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ተወዳዳራይ ነፀላ ዋጋ ብምምላእ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ናይ ቲን ናምበር መለለይ ካርድ መረዳእታ ፎቶ ከፒ

3 ግዚኢት ካብ 10000.00 2 ሚኢታዊ ካባኩም ተቀንሱ ኣብ ቢሮ ተቆርፁ ደረሰኝ ንከፈላይ ዝወሃብ ምካኑ

ዝበለፀ ሓበሬታ 09 01 97 47 14 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል