ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባኦም ረቃሕታት

1 ቲን ካርድ ፣ ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 ቫት ተመዝጋባይ ዝኮነን ቫት ተመዝገባይነት ሰርትፊኬት ከቅርብ ዝክእልን ናይቲ ዘርፊ ናይ ወርሒ ግንቦት 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝከአል

3 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ዘይምለሰ 50 ከፊሎም ካብ ዕለት 20/12/2011 ክሳብ ዕለት 02/01/2012 ዓ/ም ካብ ቤት ፅ/ት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ቁፅሪ 04 ብምዉሳድ ዋጋ መሊኡ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ዝክእል

4 ጨረታ  መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ብር 5000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ጨረታ ሰነድ ሓቢሩ ናብ ሳንዱቕ ጨረታ ሳንዱቅ ዘእትዉ ከትሕዝ ዝክእል ሠ

5 ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 ሚኢታዊ   ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ

6 እቲ ጨረታ ኮነ እሉ ዘዛበዐ ወይ ከጭበርብር ዝሞኮረ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ተገይሩ ዘትሕዞ ጨረታ መ ኸበሪ ተወሪሱ በቲ ናይ ክልል ትግራይ ዕደግት መምርሒ ዝደንጎጎ መሰረት ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

7 እዚ ጨረታ ዕለት 2/01/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ድሕሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፈረወይኒ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ተጫራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ይክፈት እንተዘይሃልዮም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት ዩ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 47 00 92