ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ዝተሐደሰ መቅርባይነት ናይ 2011 ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

4 በዘይካ ናይ ጉልበት ፅገና መኪና ን ሞተር ሳይክል እቲ ዝተረፈ ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

5 ናይ መኪና ጎልበት ፅገና መረዳእታ ብቅዓት መረጋገፂ እንተነኣሰ ደረጃ 1 ዘለዎን ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ክከዉን አለዎ

6 ናይ ወርሒ ሓምለ  2011 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቴም ዕደጋ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 16/12ሐ2011 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 30/12/2011 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

8 ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ  መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገና :ናይ ስፖርትን ዕጥቅን : ኣቅሑት ፅሬት  3000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት: ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሸተይ መካይን : ፅገና ጉልበት ኣናእሸተይ መካይን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ሕትመትን  5000  ከትሕዝ ዝክእል

9 ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝረጋገፀሉ ዕለት ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ንመሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ፅሬት    :መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሸተይ መካይን :ናይ ስፖርትን ዕጥቅን ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ  ስራሕቲ ሕትመት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አጎዓዒዙ ናብ ከተማ ራማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለከ ንብረት ክፍሊ አታዊ ይግበር

10 እቲ ጨረታ 1/13/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 1/13/ 2011 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ዕደጋ ይክፈት ተጫረቲ ወይ እዉን ሕጋዊ ወከልቶም ብዛይ ምህላዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ  0345550672 ደዊልኩም ሕተቱ