ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ  ፒክ ኣፕ 755 ምስ ካላማደርያ ሓፂር ቮልቦልኡ

755

ቁፅሪ

05

1  ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2  በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 15/12/2011ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል