ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓብዮ ዓዲ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፀሪ /ቲን ናምበር/ ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝሓዝኩም

4 ቫት ተመዝገብቲ ነዝኮኑ ቫት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ዘቅርብ

5 ናይዚ ፕሮፎርማ ሰዓርቲ እንተኮይኑኩም ናይ ዝስዓርኩምዎ ንብረት ካብ ዝግለፀሉኩም እዋን ጀሚሩርኩም ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ዝድለ ንብረት ከተረክቡ እትክእሉ

6 ቢሮ ቁፅሪ 6 ካብ  ዕለት 14/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕቡ ትኽእሉ

7 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ መፂኢኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም

ዝበለፀ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344460323 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል