ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ፕሪንተር ፎርማተር ቦርድ ምፅጋን USB PORT

Hp leserjet pro 401dn

ቁፅሪ

02

2

ፕሪንተር ፎርማተር ቦርድ ምፅጋን USB PORT

Hp leserjet pro 2055

ቁፅሪ

02

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃደ እና መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

 2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403728 ምድዋል ይከኣል