ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ

ቁፅሪ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

30519

1

Angle iron l= 6m

40mm*40mm*3mm

pcs

50

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር  ቫትን ከትሓሕዝ ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 13/12/2011ዓ/ም- 15/12/2011 ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/12/2011 ሰዓት 2፡30 ይኸዉን

ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 46 74 ምድዋል ይካኣል