ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
- ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉን ናይ 2007 ዓም ፍቃድ ንግዶም በቢዘርፉ ዘሐደሱን
- ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን መረዳእታ መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉን
- መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን በቢወርሑ ናብ ግብሪ ኣካቢ ኣካል ሒሳብ ዘውረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- መክበሪ ጨረታ ብጥረገንዘብ 5000 ቅርሺ ወይ ብዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦን ከትሕዙ ዝክእሉ
- ሰዓራይ ኣካል ዉዕሊ ዝኣስር ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቡ ናይ ዝሰዓሮ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምሓዝ ይከዉን
- ሰዓርቲ ብናይባዕሎም መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ
- ሰነድ ጨረታ ነናይባዕሉ ዘፈር ካብ 22 ጥቅምቲ ክሳብ 10 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ክፍሊ ቁፅሪ 1 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
- ጨረታ ዝዕፀወሉ 10 ሐዳር 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡30 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 7፡ 30 ድሕሪ ቀትር ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ይክፈት
- ጨረታ ምሰተከፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 20 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ይከዉን
- ዋጋ ጨረታ እንትመልኡ ተወሳኪ እሴት ታክስ ይኩን TOT ካልኦት ክፍሊታትን ኣካቲቱ ክምላእ ይግባእ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ከምአድላይነቱ ናይ ኣቅሓ መጠን ክሳብ 20 % ክዉስክን ክቅንስ ይክእል እዩ
- ፀሬት ኣቁሑት ብዝምልከት ኣቀዲሙ ዝተገለፀ መመዘኒ ረቋሒ ብሳምፕል ወይ ብመርኣያ ኦርጂናል ማለት እዉን ትክክልኛ ኣቅሓ ብባዓል ሞያ ብምርግጋፅ ዝቅበል ይከዉን
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0343460116 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል