ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ መረዳእታ ኮፒ ምቅራብ ዝክእል

2 መረዳእታ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ወርሒ ሰነ ወይ ድማ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት 2012 ዘሐደሰን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ ሕድሕድ ዓይነት 5000.00 /ሓምሽተ ሺሕ/ ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል

6 ኣብ ናይ መኪና ጋራዥ ከጫረቱ ዝክእሉ ደረጃ 2ተ ልዕሊኡን ክኮኑ ይግባእ

7 ኣብቲ ጨረታ በጄት መሰረት ብምግባር 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ዝካኣል ክፈልጡ ይግባአ

8  ንመሳርሒ ፅሕፈት ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/12/2011ዓ/ም  ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

9 ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቁሑትን  20/12/2011ዓ/ም  ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

10 ናይ ሕትመት ስራሕቲ 20/12/2011ዓ/ም  ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

11 ናይ ኣቁሑት ቢሮ 20/12/2011ዓ/ም  ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

12  ናይ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና 21/12/2011ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

13 ናይ  መኪና ጋራዥን ኢድ ሞያን 21/12/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

14 ናይ እስፖርት ዕጥቂ  21/12/2011ዓ/ም ሰዓት9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

    ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ  - 03 44 210089

                     -  03 44 21 02 76 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል