ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲi ዝኾኑ መፍለይ ቑፅሪ ዘለኩም ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ወርሓዊ ዲክሪሊስን መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል

2 መኽበሪ ጨረታ

  • ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ )ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ

  • ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ክወስዱ ዝክእል

  • ሰነድ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቐዳማይ ደብሪ ቑፅሪ 1-06 ካብ ዕለት 16/02/2008 ዓ/ም 30/02/2008 ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

  • ዕለት 30/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት

5 ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ

6 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ