ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

እዞም ንብረታት ንምክራይ ዕለት 19/11/2011 ቁፅሪ 204/24 ምልክታ ጨረታ ኣዉፅኢና ተለጢፍልና ከም ዝነበረ ይዝከር

ብምካኑ አቲ ጨረታ ዕለት 19/11/2011 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት  11፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዪ ዕለት 10/12/2011 ሰዓት 4፡ 00 ይክፈት ዝብል ዝነበረ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/12/2012 ሰዓት 10፡30 ብዝብል ዝተስተኻኸለ ምካ እናሓበርና ምስ እዚይ ተታሓሒዙ ብዘሎ ምልክታ ጨረታ ንክቅየረልና ብትሕትና ንሓትት